The following information is available for ቤርያ ቤተ-ክርስትያን በርገን/Berea Church Bergen:
"FOR GOD SO LOVED THE WORLD THAT HE GAVE HIS ONLY SON ,SO THAT EVERYONE WHO BELIEVES IN HIM WILL NOT PERISH BUT HAVE ETERNAL LIFE. "JOHN 3:16
Ready for a visit? Check the following opening hours for ቤርያ ቤተ-ክርስትያን በርገን/Berea Church Bergen:
Saturday: | 16:00 - 18:30 |
ቤርያ ቤተ-ክርስትያን በርገን/Berea Church Bergen can be found at the following address:
Check the map to see where you can find ቤርያ ቤተ-ክርስትያን በርገን/Berea Church Bergen.
The following categories describe(s) ቤርያ ቤተ-ክርስትያን በርገን/Berea Church Bergen:
Use the following telephone number to get in touch with ቤርያ ቤተ-ክርስትያን በርገን/Berea Church Bergen:
Check the following website for ቤርያ ቤተ-ክርስትያን በርገን/Berea Church Bergen:
Here is how other visitors have rated ቤርያ ቤተ-ክርስትያን በርገን/Berea Church Bergen:
The following parking options are available:
What has happend at ቤርያ ቤተ-ክርስትያን በርገን/Berea Church Bergen lately? Here you can find relevant news:
Mezmur hixanat Berea Church
ሻሎም ቁዱሳን። ኣብ ናይ ጽባሕ ቀዳም ዕለት 25.05.2019 ስሩዕ ናይ ኣምልኾ ፕሮግራምና ሓውና ኣገልጋሊ ሓሺም ካብ ሻሎም ቤተ ክርስትያን ናይ በርገን ብ ቃል ኣምላኽ ከገልግለና ኢዩ። ፕሮግራም ዝጅመረሉ ግዜ ሰዓት 16፡00 ድሕሪ ቐትሪ እዩ። ብርሃንኩም ይብራህ።
ሻሎም ቁዱሳን። ኣብ ናይ ጽባሕ ቀዳም ዕለት 11.05.2019 ስሩዕ ናይ ኣምልኾ ፕሮግራምና ሓውና ፓስተር ዮና ካብ ኣጋፐ ቤተ ክርስትያን ናይ በርገን ብ ቃል ኣምላኽ ከገልግለና ኢዩ። ፕሮግራም ዝጅመረሉ ግዜ ሰዓት 16፡00 ድሕሪ ቐትሪ። ብርሃንኩም ይብራህ።
ሻሎም ቅዱሳን። ጽባሕ ቀዳም 20/04/2019 ብምኽንያት ፖስከ (påske) ፍሊይ ዝበለ መደብ ክህልወና ስለ ዝኾነ ምስክርነት፣ ግጥሚ ወይ ካልእ ዝኾነ ነቲ ሕብረት ዝጠቅም ኢዩ ትብልዎ ሓሳብ ወይ ነገር እንተሎ ፕሮግራም ንምስራዕ መታን ክጥዕም ኣቐዲምኩም ሓብሩና።
ካብቲ ዘይተፈቕደለይ ኦም በሊዐ፣ ሕልናይ ብናይ ሓሶት ባዶነት ተጠቂዐ፣ ብሓዘን ጸልማትን ጨቀትን ተወቒዐ፣ ብሕቶ ምድሓን ልበይ ምስ ነብዐ፣ ድምጺ ፍቕሪ የሱስ ሰሚዐ፣ ብምስማዕ ተስፋ ብስራት ልበይ ተስፋ ሰኹዐ፣ ብጸግኡ ጠጢዐ፣ ብቓሉ ተተኺለ ኣለኹ ለሚዐ። ጣዕሚ ህላውነቱ ልዕሊ ኩሉ ህላውነት፣ ኣይስምዓንን ደጊም በይናውነት፣ ምዕባይ ኮይኑ ብክርስቶሳዊ ፍልጠት፣ አንዳዘከረ ከምዘሎኒ ዘልኣለማዊ ሂወት። አሙን ዓርኪ ብጎደሎኻ ዘይርሕቀካ፣ ብዋሕዚ ብዝሒ ጸግኡ የተስአ ካብ ድኻምካ፣ ብምውዳቕ ብጌጋ ዘይኩንነካ፣ ብፍቕሩ ናብ መልክዕ ወዲ ኣምላኽ ይልውጠካ። ከስተንትን ብዛዕባ ምሕረቱ፣ ቀረባ ልቡ ገይሩኒ`ዩሞ ህያውነቱ፣ ኣጽኒዑኒ`ዩሞ ይነብር ኣብ ቤቱ፣ የፍቅሮ ብፍቕሩ ስለ ዝገበረኒ ናቱ። ግጥሚ፣- ዊሊያም
Lomi Arbi 02.11.18 kab seat 17:00 -20:00 btsomn tselotn ab hilwina nay Menfeskudus kenehlfo ena. Bota ab Enda Negasi hawna fyllingsdalen kikewn eyu kedam 03.11.18 seat 16:00 b tsomn tselotn ab hilwna Menfeskudus ab enda Negasi local kenehlfo ena. Tsega Amlak ybzehalkum
ኣገልግሎት ቤርያ ቤተ-ክርስትያን (በርገን) ኣብ ሕብረት IM kirke ሰንበት ዕለት 21/10/2018።
Here you can find pictures from ቤርያ ቤተ-ክርስትያን በርገን/Berea Church Bergen:
Here you can find videos from ቤርያ ቤተ-ክርስትያን በርገን/Berea Church Bergen:
Mezmur hixanat Berea Church
ህጻናት ኣብ ትምህርቲ (ልምምድ መዝሙር)
Also check these Restaurants nearby:
Also check these Hotels nearby:
Also check these Real estate agents nearby:
Also check these Hair salons nearby: